Tigrinya
Permanent URI for this collection
Browse
Browsing Tigrinya by Author "Achame, Berhane"
Now showing 1 - 1 of 1
Results Per Page
Sort Options
Item ብኣምሓርኛ ፣ ትግርኛን ኦሮምኛን፣ ንዊኪፔድያ ኣብ ምብርካት ዘጋጥማ ብድሆታት ምርዳእ(2024) Nigatu, Hellina Hailu; Canny, John; Achame, Berhane; Chasins, Sarahንዊኪፔድያ ኣበርከቲ ዝኾኑ ሰባት ዝገጥሞም ብድሆታት ንምርዳእ፣ ብዙሕ መረዳእታ ኣብዘይብለን ቋንቋታት፣ ብመንፅር በዝሒ፣ ዓይነትን ዝምድናን፣ (1) ካብ መድረኻት ምይይጥ ዊኪፔድያ ሓበሬታ ዝተንተናሉ፣ (2)14 ተሳተፍቲ ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኦሮምኛ ወይ ከኣ ኣምሓርኛ ዓንቀፃት ክፅሕፉ ዝፈተኑሉ ብምርኣይ መፅናዕቲ ኣካይድና። ብመሰረት ውፅኢት እቲ መፅናዕትና፣ ንኹሉ ዝሓውስ ቴክኖሎጂታት ቋንቋ ንምስራሕ ለበዋታት ነቕርብ። ኣብዚ ፅሑፍ እዚ፣ ኣብ ታሕቲ ክርከብ ዝኽእል፣ ናብ ሕትመት ካብዝበቕዐ ናይ ውፀኢትና ጥሙር ሓሳብ ነቕርብ።