ብኣምሓርኛ ፣ ትግርኛን ኦሮምኛን፣ ንዊኪፔድያ ኣብ ምብርካት ዘጋጥማ ብድሆታት ምርዳእ

Abstract

ንዊኪፔድያ ኣበርከቲ ዝኾኑ ሰባት ዝገጥሞም ብድሆታት ንምርዳእ፣ ብዙሕ መረዳእታ ኣብዘይብለን ቋንቋታት፣ ብመንፅር በዝሒ፣ ዓይነትን ዝምድናን፣ (1) ካብ መድረኻት ምይይጥ ዊኪፔድያ ሓበሬታ ዝተንተናሉ፣ (2)14 ተሳተፍቲ ብቋንቋታት ትግርኛ፣ ኦሮምኛ ወይ ከኣ ኣምሓርኛ ዓንቀፃት ክፅሕፉ ዝፈተኑሉ ብምርኣይ መፅናዕቲ ኣካይድና። ብመሰረት ውፅኢት እቲ መፅናዕትና፣ ንኹሉ ዝሓውስ ቴክኖሎጂታት ቋንቋ ንምስራሕ ለበዋታት ነቕርብ። ኣብዚ ፅሑፍ እዚ፣ ኣብ ታሕቲ ክርከብ ዝኽእል፣ ናብ ሕትመት ካብዝበቕዐ ናይ ውፀኢትና ጥሙር ሓሳብ ነቕርብ።

Description

This a translation of the summary of the article: Hellina Hailu Nigatu, John Canny, Sarah Chasins. (2024). "Low-Resourced Languages and Online Knowledge Repositories: A Need-Finding Study" Proceedings of ACM Conference on Human Factors in Computing Systems (ACM CHI). https://doi.org/10.1145/3613904.3642605

Keywords

Tigrinya, Wikipieda, Human-Computer Interaction, ትግርኛ

Citation

Collections